ተጋሩ ኣሓትን ኣሕዋትን: ብፍላይ ኣብ ዲያስፖራ ዘለኹም;
ብዙሕ ተኣምር ትሰርሑሉ ጊዜ ትኹረት ክዋሃቦ ንዝደሊ ሕሙም ካብ ስራሕ
ንምፍንቓል ፊርማ እናተኣኻኸብኩም እቱ ንሱ ዝደልዮ ትኹረት ትህቡሉ
ምኽንያት ትርጉሙ እንታይ ምኻኑ ምርዳእ ይኸብድ::
ሙሉእ ጊዜናን ትኹረትናን ንትግራይ!
ኣብ ናይ ፀላእቲ ሃለውለው ጊዜና ኣይነባኽን ቋንቋኦምን መበቆሎምን
ብዘየገድስ!
ትግራይ ትስዕርን ፈረቓን! ዓለም ክምስክር'ዩ!
@DWINTERNATIONAL
@DW_INTERNATIONAL

ስርዓት ዐብይ አህመድ እታ ዝተውሀበቶ ስልጣን እንተይወዓለ እንተይሓደረ እከይ ተግባር ንምጅማር ካብ 27 መስከረም አትሒዙ ብወገን ደሴ ብዙሕ ቁፅሪ ዘለዎም ምልምላት ወታደራት ዝለአኸ እንትኸውን ካብ ትማሊ 29 መስከረም መርሳ ንምእታው ዝዓለመ አዝዩ ከቢድ ውግእ ጀሚሩ አሎ። እቲ ውግእ ልክዕ አብ መሬት ትግራይ ብሰማይን ምድርን ብመዳፍዕን ታንክን ዝተዓጀበ እዩ።
@DWINTERNATIONAL
@DW_INTERNATIONAL
@DWINTERNATIONAL
@DW_INTERNATIONAL
ሓድሽ ውግእ አብ ኩሉ ግምባራት አብ ዝቅፅለሉ ዘሎ ጊዜ ብምዕራባዊ ምባር ጋሾና ዝተጀመረ ሓዱሽ ውግእ ይቅፅል ከምዘሎን ብግምባር አርዊትን ወቄትን ድማ ሓያል ውግእ ክቅፅል ከምዝወዓለን ተገሊፁ።
@DWINTERNATIONAL
@DW_INTERNATIONAL
@DWINTERNATIONAL
@DW_INTERNATIONAL
ካብ ዕለት 28 ጥቅምቲ ጀሚሩ አብ ኩሉ ግምባራት ኢትዮጵያ ሓዱሽ ኩናት ዝካየድ ዘሎ ኾይኑ ወራሪ ውልቀ መላኺ ፋሽስት አብይ አሕመድ ካብ ዕለት 28 ጥቅምቲ ጀሚሩ አብ ዝበዝሕ ግምባራት ሓያል ደብዳባት ነፈርቲ ብምክያድ አብ ኩሉ ግምባር ዘመናዊ አፅዋራት ዝተዓጠቁ ሺሾ ወታደራት ብምስታፍ ንሓይልታት ትግራይ ዓላማ ዝገበረ ብዝብል አጉል ታርጌት አብ ልዕሊ ሰላማዊ ህዝቢ አምሓራ ብነፈርቲ ውግእ ሰፊሕ ድብደባ ብምክያድ አብ ሰብን ንብረትን ሓያል ጉድአት የብፅሕ አሎ።
@DWINTERNATIONAL
@DW_INTERNATIONAL
@DWINTERNATIONAL
@DW_INTERNATIONAL
DW INTERNATIONAL pinned «ሓድሽ ውግእ አብ ኩሉ ግምባራት አብ ዝቅፅለሉ ዘሎ ጊዜ ብምዕራባዊ ምባር ጋሾና ዝተጀመረ ሓዱሽ ውግእ ይቅፅል ከምዘሎን ብግምባር አርዊትን ወቄትን ድማ ሓያል ውግእ ክቅፅል ከምዝወዓለን ተገሊፁ። @DWINTERNATIONAL @DW_INTERNATIONAL»
At the risk of infuriating #TadesseWerede , commander of #TheTigrayanArmy and his fellow military command members, I am betting that #Abiy’s final offensive is, indeed, his final.
They are slightly frugal in their assessment & they think we
need to take care of the remaining units before making such judgement. We both agree the defeat is going to be total though.
I tend to believe the end is a matter of days or a couple weeks and they tend to believe it could take slightly longer. That #Abiy is losing big, there is no doubt whatsoever.
# TigrayShallPrevail !

We have always been consistent to a fault when it comes to what we are after: break the siege imposed on Tigray by the child-killer regime of # AbiyAhmed & Co.
We are not after power, territory or anything of that sort. We need our children to be spared from senseless violence; our mothers to be free from the fear of gang rape or summary execution and more appealing crimes.
We need to ensure that our children & elderly have a decent access to basic amenities such as food or medicine. In short, we need to make sure our people resume living their lives as normally as they could.
That’s not too much to ask or so we believe. We are willing to try & achieve these through peaceful means, if possible. In fact, that’s our preferred path. Let it be clear, however, that we will continue to do what it takes to break the siege come hell or high waters!

ሎሚ ንጉሆ ኣብ መቐለ ዝነበሩ ሰራሕተኛታት UN ካብ መቐለ ይወፁ ኣለው ሰሚዐ ፣ ስዒቡ መቐለ ተደብዲባ ዝብል መፅዩ።
"ዓለም እንዳረኣየና ፋወል ክንሰርሕ እምበር ኣይንሰዓርን" ዝብል ቆልዓ ስለዝገጠመልና ካብዙይ ዝገደደ ፈተነ ከካይድ ይኽእል እዩ። ፈራሕ እዩ ንዝገጠሞ ገዲፉ ንሰላማውያን ዝድብድብ።
ስዕረቱ ዘይተርፎን ቅልጡፉን ምዃኑ ግን ኣይንጠራጠርን።
#ትግራይትስዕር
@DWINTERNATIONAL
@DW_INTERNATIONAL
"ዓለም እንዳረኣየና ፋወል ክንሰርሕ እምበር ኣይንሰዓርን" ዝብል ቆልዓ ስለዝገጠመልና ካብዙይ ዝገደደ ፈተነ ከካይድ ይኽእል እዩ። ፈራሕ እዩ ንዝገጠሞ ገዲፉ ንሰላማውያን ዝድብድብ።
ስዕረቱ ዘይተርፎን ቅልጡፉን ምዃኑ ግን ኣይንጠራጠርን።
#ትግራይትስዕር
@DWINTERNATIONAL
@DW_INTERNATIONAL
ዝርዝር ሓበሬታ ብዛዕባ መቐለ!
እቲ ኣብ ከባቢ ዓዲ ሓቂ ዝተገበረ ደብዳብ ንኽልተ ቦታ ዒላማ ዝገበረ እዩ ነይሩ።
ከም ዝፍለጥ ሎሚ ዕለቱ ሶኒ እዩ ፣ከተማ መቐለ ዕዳግኣ ሶኒ እዩ። ናብ ዕዳጋ ዓዲ ሓቂ፣ ዕዳጋ ሶኒ ዝመፁ ንፁሃት ብምጭፍጫፍን ታሪኽ ሓውዜንን ቶጎጋን ንምድጋም ዝሃቀነ ፍሹል ደብዳበ እዩ ነይሩ።
ብተመሳሳሊ ኣብቲ ከባቢ ዘሎ ሆቴል ፕላኔት ዓበይቲ ኣመራርሓ ይርከቡሉ እዮም ተባሂሉ ፣ ብባንዳታት ግዝያዊ ምምሕዳር ብዝተውሃበ ፍሹል ሓበሬታ ዝተገበረ ደብዳብ እዩ ነይሩ።
ከምኡ እውን እቲ ረፋድ ኣብ ከባቢ መሰቦ ሓረና ዝተገበረ ደብዳብ፣ ኣብቲ ከባቢ ዴፖ ኣሎ ዝብል ዝንቡዕ ዝተጋገየ ሓበሬታ ብምሓዝ ዝተገበረ እዩ ነይሩ።
ክሳብ ሐዚ ህይወት ሰለስተ ንፁሃት ዜጋታት ጠፊኡ ኣሎ፣ ጉደኣት ዝበፅሖም እውን ኣለው።
ጉጅለ ፀረ ነፍርቲ ሰራዊት ትግራይ ነተን ክድብድባ ዝመፃ ነፈርቲ ፈተነታት እናገበረለን እዩ። ሐዚ እውን ኣብ ተዳሎ እዩ ዝርከብ። ምምሕዳር ከተማ መቐለ ድማ ህዝቢ ብሓደ ከይእከብ መምርሒ ኣመሓላሊፉ ኣሎ።
ሐዚ ኹለና ተጋሩ እዚ ደብዳበ
ኣብ ልዕሊ ንፁሃት ዝተገበረ ምዃኑ ነቃልዕ ፣
ዝተረኸቡ ስእልታት ኩሎም ንጠቐመሎም ፣ ህዝቢ ምጥማዩ ከይኣኽሎ ደብዳብ ምውሳኹ ምልክት ፋሽስትነት ምዃኑ ነረድእ፣ኣብ እንገብሮም ጎስጓሳት #MekelleUnderAttack ዝብል ሃሽታግ ብምጥቃም ብዙሕ ሰብ ክፈልጦ ንንግበር።እዚ ሓበሬታ ናብ ኩሉ ነባፅሕ። ኣጆና ፣ ንፅናዕ፣ንሓርን፣ኣይንደናገፅ።
NB
እዚ ኩነታት ተጠቒሞም ከፈናግፁናን ስነ ልቦናና ከዳኽሙን ሎሚ ዘይተፈፀመን
ናይ ቅድሚ ሐዚ ደብዳባት ብምምፃእ ስእልታት ዝጥቅዑ ኣካላት ስለ ዘለው
እውን ፣ ካብ ከምዚኦም ዝበሉ ሓበሬታታት ንተዓቀብ። ካብ እሙናት ምንጭታትን
ሚድያታትናን ጥራይ ሓበሬታ ንውሰድ።

DW INTERNATIONAL pinned «ዝርዝር ሓበሬታ ብዛዕባ መቐለ! እቲ ኣብ ከባቢ ዓዲ ሓቂ ዝተገበረ ደብዳብ ንኽልተ ቦታ ዒላማ ዝገበረ እዩ ነይሩ። ከም ዝፍለጥ ሎሚ ዕለቱ ሶኒ እዩ ፣ከተማ መቐለ ዕዳግኣ ሶኒ እዩ። ናብ ዕዳጋ ዓዲ ሓቂ፣ ዕዳጋ ሶኒ ዝመፁ ንፁሃት ብምጭፍጫፍን ታሪኽ ሓውዜንን ቶጎጋን ንምድጋም ዝሃቀነ ፍሹል ደብዳበ እዩ ነይሩ። ብተመሳሳሊ ኣብቲ ከባቢ ዘሎ ሆቴል ፕላኔት ዓበይቲ ኣመራርሓ ይርከቡሉ እዮም ተባሂሉ ፣ ብባንዳታት…»
ማዕዳ መሳሊ ፖስት ንኹልና ተጋሩ (myself included!) ብፍላይ ኣብ ድያስፖራ ንዘለኹም
1. መኸተና ኣብ ፅቡቕ ብርኪ በፂሑ'ሎ:: መኸተና ወታደራዊ: ማሕበረቁጠባዊ ዲፕሎማስያዊ ወዘተ መግለፅታት ኣለዎ::
2.ወታደራዊ ኣስፔክት መኸተና ኣብ ፅቡቕ ኩነታት ይርከብ:: ፀላእትና ክነቃብፆም ኣብ ንክእለሉ ብርኪ ዳርጋ በፂሕና:: ዜና ዓወት ምስማዕ ምድላይ ሓደ ነገር ኾይኑ ሙሉእ ጊዜኹም ኣብ ምፅንፃን ኣይተድህቡ:: ዳርጋ ተወዲኡ'ዩ እትገብርዎ'ውን ኣይህሉን:: we are good and more!
3. ህዝቢ ትግራይ ኣብ ዓብይ ክባን ጥሜትን ሞትን ይርከብ::ኣቢይን መሻርኽቱን ኣብ ልዕሊ ህዝብና ዝኣወጅዎን ዘካይድዎ ዘለውን ዓሌት ናይ ምፅናት ወፍሪ ሕዝ'ውን ብኻሊእ መገዲ ይቕፅሉ'ለው:: ንቃለሶም:: ንሕና ግዳያት(victims) ’ምበር ኣበስቲ(villains) ኣይኮናን:: ሞት ህፃናትና ከም መሳርሒ ኩናት ዝጥቀሙ ሽፋቱ መሊኦም ክሳብ ዝጠፍኡ: ወይ ድማ ብኣደባባይ የሻል ኢሎም ናብ ሰላም ክሳብ ዝመፅኢ ሰልፍታትኹም ሎቢኹም አሐይሉ::
4. ዜና ዓወት ምፅንፃን ዓወቱ ናይ ዝጠራጠር ሰብ'ዩ:: ትኹረት ኣብ ዝተዋፈርናሉ: በቲ ዓለም ዝፈልጦ ውትድርና እንተኸይድና ዳርጋ ኩሉነገር ተወዲኡ'ዩ::
ህዝብና ካብ ኣቢይን ኢሳያስን ዘውረዱሉ ጥሜትን ዓፀቦን ንምድሓን ዘኽእል ዲፕሎማስያዊን ናይ ሚዲያን ስራሕቲ ነሰላስል::
# ትግራይ ትዕወት!

#AbiyAhmed ’s ‘Air Force’ sent its bomber jet to attack civilian
targets in& outside #Mekelle. Monday is market day in #Mekelle & the intention is all too palpable. While they are losing big in what they dubbed as a final offensive against Tigray, they will obviously continue to target civilians in a desperate move to exact revenge on the people of Tigray.
One of their targets was #thePlanetHotel where a dozen or so Humanitarian Agencies used to have their employees.
Apparently the authorities in Addis are in the know about #UNEthiopia ’s recent decision to move most of its workforce out of Mekelle & Tigray.
Whatever the connections there, however, our people won’t be cowed into submission by a desperate move by a desperate regime teetering on the brink of collapse.

There is so much naïveté flying around in the crucibles of international diplomatic Capitals of the world as regards #AbiyAhmed ’s overtures for peace. While we have seen time & again that he quickly responds to military pressure, he is not someone who would willingly abandon his preferred choice of resolving differences through military means as long as he thinks he can get away with it. He has never been for terrorize peace only the appropriate use of sticks can prod him into considering such path.
The #AirStrikeonCivilians in # Mekelle is proof positive that he will do everything to our people especially when his forces are losing in the battlefield. If people had illusions he could keep his promise to resolve the conflict peacefully, yesterday’s attack should make it clear that only sticks are effective.
# TigrayShallPrevail !
@DWINTERNATIONAL
@DW_INTERNATIONAL
The #AirStrikeonCivilians in # Mekelle is proof positive that he will do everything to our people especially when his forces are losing in the battlefield. If people had illusions he could keep his promise to resolve the conflict peacefully, yesterday’s attack should make it clear that only sticks are effective.
# TigrayShallPrevail !
@DWINTERNATIONAL
@DW_INTERNATIONAL
ጅግና ሰራዊትና ብወፍሪ ፀሓይ ብራቕ ዝጀመሮ መጥቃዕቲ ብምቕፃል ሎሚ ዕለት 10 ጥቅምቲ 2014 ዓ.ም ልክዕ ሰዓት ክልተ ንኸተማ ሃይቅን ቢሲቲማን ከምኡ'ውን ንወታደራዊ ስራሕቲ ዝለዓለ ረብሓ ዘለዎን ምስ ጎቦታት ኣምባሰል ዝተኣሳሰረ ማርየ ዝተብሃለ ቁልፍን ስትራተጅካዊን ቦታ ብምቁፅፃር ደሴን ኮምቦልቻን ኣብ ትሕቲ ርሕቐት መድፍዕ የእትዩወን'ሎ::
ወታደራዊ ኮማንድ ሰራዊት ትግራይ
ትግራይ ትስዕር!
10 ጥቅምቲ 2014
@DWINTERNATIONAL
@DW_INTERNATIONAL
ወታደራዊ ኮማንድ ሰራዊት ትግራይ
ትግራይ ትስዕር!
10 ጥቅምቲ 2014
@DWINTERNATIONAL
@DW_INTERNATIONAL
# AbiyAhmed ’s Air Force did target a local hospital in #MayTsebri.
Ironically, they also targeted what little is left of #AlmedaTextile in Adwa.
The textile factory had been totally destroyed by Ethio-Eritrean forces months ago. No military targets of course.
#TigrayShallPrevail
@DWINTERNATIONAL
@DW_INTERNATIONAL
Ironically, they also targeted what little is left of #AlmedaTextile in Adwa.
The textile factory had been totally destroyed by Ethio-Eritrean forces months ago. No military targets of course.
#TigrayShallPrevail
@DWINTERNATIONAL
@DW_INTERNATIONAL
የኣብን ወጠጤዎች የኣማራ ህዝብ ሳይሆን የኣቢይ ኣህመድ ተላላኪዎች ናቸው:: ራያ እንደማይያዝ:ወልድያ እንደማይደፈር:ሃይቅን ትግሬ እንደማይደፍራት:ኩታበርንማ እንዴት ተደርጎ(ዩሱፍና ጋሻው) ወዘተ እያሉ በርካታ ሽህ ክትክታ የያዘ ወጣት ኣስጨርሰዋል:: ከተሞቹ ለነሱ ጥንቆላ ተገዥ እንዳልሆኑ ታይቷል:: ግዴለም::
ትናንት ወድያ ከአዲስ አበባ ያመጡዋቸው ን የቆይ ኮፍያ ፍቅር ያደረባቸውን ወጠምሻዎች ክላሽን ኣስይዘውና እነሱም ይዘው ከነ ገዱና ላቀው የተማሩትን እንዘጭ እንዘጭ ኣክለውበት ከእውነት የመሸሽ ድራማውን ቀጥለውበት ኣይተናል:: እነ ዩሱፍ የትም ኣያመልጡም:: የኣማራ ወጣት ግን እነዚህን የኣቢይ ተላላኪዎች በእጅ ይዘህ ኣስረክብ! የኣካቢቢህን ሰላም ጠብቅ:
ራስህን ከቀጣፊዎች ጠብቅ!
ተስፋፊው ልሂቅ ከእውነት ጋር ሳይታረቅ መቃብር ይወርዳል ስንል ያለምክንያት
ኣይደለም!
ትግራይ ትስዕር!
@DWINTERNATIONAL
@DW_INTERNATIONAL
ትናንት ወድያ ከአዲስ አበባ ያመጡዋቸው ን የቆይ ኮፍያ ፍቅር ያደረባቸውን ወጠምሻዎች ክላሽን ኣስይዘውና እነሱም ይዘው ከነ ገዱና ላቀው የተማሩትን እንዘጭ እንዘጭ ኣክለውበት ከእውነት የመሸሽ ድራማውን ቀጥለውበት ኣይተናል:: እነ ዩሱፍ የትም ኣያመልጡም:: የኣማራ ወጣት ግን እነዚህን የኣቢይ ተላላኪዎች በእጅ ይዘህ ኣስረክብ! የኣካቢቢህን ሰላም ጠብቅ:
ራስህን ከቀጣፊዎች ጠብቅ!
ተስፋፊው ልሂቅ ከእውነት ጋር ሳይታረቅ መቃብር ይወርዳል ስንል ያለምክንያት
ኣይደለም!
ትግራይ ትስዕር!
@DWINTERNATIONAL
@DW_INTERNATIONAL
# TigrayArmyMilitarycommand calls on members of the
disintegrating forces of #Abiy’s regime in #Wollo , #Afar
& #Gondar to hand themselves over lest they should perish
with a dying regime.
It also calls on the residents of #Dessie & #Kombolcha to
remain indoors. Our forces are trying to avoid street fighting in
the two densely populated cities where there are in Indications
they still want to use mosques& churches as staging grounds
for token resistance against our forces by Abiy’s juvenile errand boys. The rest, as they say, is history.
#TigrayShallPrevail!

The account of the user that owns this channel has been inactive for the last 5 months. If it remains inactive in the next 20 days, that account will self-destruct and this channel may no longer have an owner.