ሕዚ'ዉን ብሓያል ህዝባዊ መኸተን ቃልስን ናይ ዕንኪሊል ምዕራፍ ዓፂና ሙሉእ ሓርነት ዝተጎናፀፈት ትግራይ ጋህዲ ክንገብራ ኢና!!
ሃለዋትናን ድሕንነትናን ብቕልፅምና!
ትግራይ ስዒራ ፣ መሊኣ እውን ክትስዕር እያ።
@DWINTERNATIONAL
@DW_INTERNATIONAL
ሃለዋትናን ድሕንነትናን ብቕልፅምና!
ትግራይ ስዒራ ፣ መሊኣ እውን ክትስዕር እያ።
@DWINTERNATIONAL
@DW_INTERNATIONAL
ካብ ዕለት 28 ጥቅምቲ ጀሚሩ አብ ኩሉ ግምባራት ኢትዮጵያ ሓዱሽ ኩናት ዝካየድ ዘሎ ኾይኑ ወራሪ ውልቀ መላኺ ፋሽስት አብይ አሕመድ ካብ ዕለት 28 ጥቅምቲ ጀሚሩ አብ ዝበዝሕ ግምባራት ሓያል ደብዳባት ነፈርቲ ብምክያድ አብ ኩሉ ግምባር ዘመናዊ አፅዋራት ዝተዓጠቁ ሺሾ ወታደራት ብምስታፍ ንሓይልታት ትግራይ ዓላማ ዝገበረ ብዝብል አጉል ታርጌት አብ ልዕሊ ሰላማዊ ህዝቢ አምሓራ ብነፈርቲ ውግእ ሰፊሕ ድብደባ ብምክያድ አብ ሰብን ንብረትን ሓያል ጉድአት የብፅሕ አሎ።
@DWINTERNATIONAL
@DW_INTERNATIONAL
@DWINTERNATIONAL
@DW_INTERNATIONAL
ህዝቢ ትግራይ ከም ህዝቢ ንምፅናት ዝተካየደ ዝተዋደደ ስርሒት፣ መንገዲ ኣየር ኢትዮጵያ እውን ከምዝተሳተፈ ንCNN ሓዊሱ ብዝተፈላለዩ መራኸብቲ ሓፋሽ ተረጋጊፁ ኣሎ። እዚ ሓቂ'ዚ ንምቅላዕ እንከይረብረብኩም ንዝሰራሕኹም ተጋሩን ፈተውትናን ምስጋናይ ይብፃሕኹም።
ከም መንግስቲ እውን፣ ኣብ ትግራይ ዝበፅሐ ጠቕላላ ጉድኣት ብፅፈትን ብዝርዝርን ዘፅንዕን ዝስንድን"ፕሮጀክት ቤት ፅሕፈት መፅናዕቲ ጉድኣት ኲናት" ዝብል ቤት ፅሕፈት ኣጣይሽና እናሰራሕና ንርከብ።እዚ ድማ ዝበፅሐና ጉድኣት
ፈሊጥና፣ ኣብዚ ዘርኢ ናይ ምፅናት ተግባር ዝተሳተፉ ኣካላት ድማ ኩሎም ብሕጊ ናይ ኢዶም ክረኽቡ ንምግባር ዓሊምና እናሰራሕና ንርከብ።
ስለዚ ኩሉ ትግራዋይ ምስ ፈተውትን ደገፍቲ ቃልስናን ብምትሕብባር፣ ኣብ ትግራይን ህዝብናን ዝበፅሐ በሰላ ንምክሕሓስን ፣ ፀላእትና ኣብ መጋበእያ እውን ፍርዶም ኽረኽቡ ንምግባርን ኣዝዩ ተደላዪ ስለዝኾነ፣ ሕዚ'ውን ከምታ ተጀሚራ ዘላ እንከይረብረብኩም ክትሰርሑን ቃልስኹም ኣጠናኺርኩም ክትቅፅሉን ደጊመ ከዘኻኽረኩም ይፈቱ።
ሃለዋትናን ድሕንነትናን ብቕልፅምና !
ትግራይ ስዒራ ! መሊኣ እውን ክትስዕር እያ!
ሰላም!

ሕዚ ዘለና ኣማራፂ፣ ሓደ እዚ ፋሽሽት ጉጅለ ብሓይሊ ብምምብርካኽ ናይ ሰላም እማመ ክቕበል ምግባር እንትኸውን፣ እዚ እንከይሰመረ እንተተርፉ ግን "ንህላወናን ድሕንነትናን" ክንብል፣እዚ ፋሽሽት ጉጅለ ንሓንሳብን ንመወዳእታን.ከም ኣያታቱ ስርዓተ ቀብሩ ክፍፀም ምግባር ግድን ይኸውን። እንትርፊ ብቕልፅምካ ብካልእ መንገዲ ዝርከብ ፍታሕ ከምዘየለ ናይ ቀረባ ይኹን ናይ ርሑቕ ታሪኽና ህያው ምስክር'ዩ።
@DWINTERNATIONAL
@DW_INTERNATIONAL
@DWINTERNATIONAL
@DW_INTERNATIONAL
ናይ ሕዚ ቁልፊ መደብና ህዝባዊ መኸተና ብዓወት ክዛዘም ምግባር'ዩ። ዕላማ ህዝባዊ ኩናትናን መኸተናን ድማ፣ ፀላእትና ዳግም ዓድና ከይረግፅዋ ምግባር ጥራይ ዘይኮነስ፣ ትንዕ እውን ከይብልዋ ዘኽእል ስራሕ ምፍፃም'ዩ።
እዚ ህዝባዊ ኲናት'ዚ፣ ዝተቐመጠ ቅድመ ኹነት ግብራዊ ክሳዕ ዘይኮነ፣ መዓንጣና ሸጥ ኣቢልና ብምቅላስ ደመኛ ፀላእትና ብምድምሳስ፣ ዳግማይ ስግኣት ትግራይ ናብ ዘይኮንሉ ብርኪ ብምብፃሕ ክዛዘም ይግባእ። ስለዝኾነ ከኣ እዞም ኣረሜናውያን ፀላእትና እንተይደምሰስና ድቃስ ክወስደና የብሉን።
ትግራይ ዓዲ ተቃላሳይ፣ ዓዲ ጅግና ህዝቢ'ያ፣ ማንም ፋሽሽት ጉጅለ ዝዕንድረላ ዘይኮነትስ፣ ክብራን ህላወኣን ዝተንከፈ ኩሉ፣ ዳግማይ ኣብ ልዕሊ ምድሪ ክነብር ከምዘይኽእል ክፍለጥ ኣለዎ።
ትግራይ፣ብናይ ወለዶታት ቃልስን መኸተን እናተኾለዐት ክትነብር'ያ!!
ትግራይ ስዒራ ! መሊኣ እውን ክትስዕር እያ!
@DWINTERNATIONAL
@DW_INTERNATIONAL
እዚ ህዝባዊ ኲናት'ዚ፣ ዝተቐመጠ ቅድመ ኹነት ግብራዊ ክሳዕ ዘይኮነ፣ መዓንጣና ሸጥ ኣቢልና ብምቅላስ ደመኛ ፀላእትና ብምድምሳስ፣ ዳግማይ ስግኣት ትግራይ ናብ ዘይኮንሉ ብርኪ ብምብፃሕ ክዛዘም ይግባእ። ስለዝኾነ ከኣ እዞም ኣረሜናውያን ፀላእትና እንተይደምሰስና ድቃስ ክወስደና የብሉን።
ትግራይ ዓዲ ተቃላሳይ፣ ዓዲ ጅግና ህዝቢ'ያ፣ ማንም ፋሽሽት ጉጅለ ዝዕንድረላ ዘይኮነትስ፣ ክብራን ህላወኣን ዝተንከፈ ኩሉ፣ ዳግማይ ኣብ ልዕሊ ምድሪ ክነብር ከምዘይኽእል ክፍለጥ ኣለዎ።
ትግራይ፣ብናይ ወለዶታት ቃልስን መኸተን እናተኾለዐት ክትነብር'ያ!!
ትግራይ ስዒራ ! መሊኣ እውን ክትስዕር እያ!
@DWINTERNATIONAL
@DW_INTERNATIONAL
ፀላእትና፣ ዘራያትን ማእለያ ዘይብሉ ኣፅዋራትን ዝኣከቡ እንተኣከቡ፣ ምስ ሓያል ህዝባዊ ኲናትናን መኸተናን ተራፂሞም ካብ ምፍርካሽ ኣየምለጡን ጥራሕ እንተይኮነስ፣ ሓደ ብሓደ ናይ ኢዶም ዝረኽብሉ ግዜ እውን ርሑቅ ኣይኮነን።
ኣብ ትግራይ ሓዊ ክኣጉድ ዝህቅን ኩሉ ንባዕሉ እዩ ዝባራዕ። ስለዚ ትግራይ ማንም ፋሽሽት ዝዕንድረላ ዘይኮነትስ፣ ዝቅበረላ ምዃና ብግብሪ ተረጋጊፁ'ዩ።
ትግራይ ስዒራ ! መሊኣ እውን ክትስዕር እያ!
ክብርን ሞጎስን ንጀጋኑ ሰማእታትና!
@DWINTERNATIONAL
@DW_INTERNATIONAL
ኣብ ትግራይ ሓዊ ክኣጉድ ዝህቅን ኩሉ ንባዕሉ እዩ ዝባራዕ። ስለዚ ትግራይ ማንም ፋሽሽት ዝዕንድረላ ዘይኮነትስ፣ ዝቅበረላ ምዃና ብግብሪ ተረጋጊፁ'ዩ።
ትግራይ ስዒራ ! መሊኣ እውን ክትስዕር እያ!
ክብርን ሞጎስን ንጀጋኑ ሰማእታትና!
@DWINTERNATIONAL
@DW_INTERNATIONAL
ኣብ ልዕሊ ንፁሃን ዝካየድ ናይ ኣየር ድብዳብ፥ ውድቀት ናይዚ ፋሽሽት ጉጀለ ካብ.ምቅልጣፍ ሓሊፉ ኣብ መሬት ንዘሎ ስዕረቶም ክቕይሮ ኣይኽእልን!
~~~~~~~~~~~~~~~~
እዞም ፋሽሽታውያን ኣብቲ ዝሓለፈ ሰሙን ንኣዋሪሕ ተዳልዮም ዘካየድዎ ተደጋጋሚ ፈተነታት፣ ሙሉእ ብሙሉእ ዘምከነ ፅኑዕ ህዝባዊ ሰራዊትና፣ ብምቕፃል ናብ ፀረ መጥቃዕቲ ብምስግጋር ኣብ ልዕሊ ፀላኢ ኣዝዩ ከቢድ ኪሳራ ኣብፂሑ'ዩ። ሓየት ህዝቢ ሰራዊትና ኣብዚ ሰሙን ዘመገቦም ድሙቓት ዓወታት ድማ ብኹለመዳይ መቐይሮ ነጥቢ ተገይሩ ዝውሰድ'ዩ። "እንዳ ዕኮት ኣይትተንኪ፣ ደሓር ከይትበኪ" ከም ዝበሃል፣ ሕዚ ፀላእቲ እታ መሸንቆቆ ናብ ክሳዶም ትዘውር ከምዘላ ብዘየማትእ ደረጃ ምርዳእ ጀሚሮም ኣለው። እዞም ብማእለያ ዘይብሎም ወንጀላት ዝተጨማለቑ ፋሽሽት ጉጀለ፣ ብሓሶትን ምድንጋርን ካብዚ ንላዕሊ ክቕፅሉ ከምዘይኽእሉ እውን ግልፂ እናኾነሎም መፂኡ ኣሎ።
በዚ መሰረት ኣብዚ ሰዓት'ዚ ኣይንቕድሚት፣ ኣይንድሕሪት ኮይንዎም፣ ዝገብርዎን ዝሓስብዎን ጠፊእዎም ኣብ ናይ መወዳእታ ዓቕሊ ፅበት ብርኪ በፂሖም ኣለው።
እዚ ሕዚ እንሪኦ ዘለና፣ ንፁሃን ዜጋታት ዒላማ ዝገበረ ኣየር ደብዳባት እውን ፋሽሽታውያን ኣብታ ናይ መወዳእታ ሰዓት ዘካይድዎ ልሙድ ተግባርን መለለዪ ባህሪኦም ምዃኑ ዘርኢ ፍፃመ'ዩ።
ይኹን'ምበር እዚ ብፋሽሽታውያን ኣካላት ዝካየድ ዘሎ ናይ ቀቢፀ ተስፋ ግፍዕታት፣ ዝያዳ ቃልስና ክሕይል፡ ናይ ውድቀቶም ጊዜ ከሳልጥ እተዘይኮይኑ፣ ንስዕረቶም ክቕይሮ ኣይኽእልን። ህዝብና እውን እዚ ኣብ ግምት ብምእታው ግቡእ ጥንቃቐታት ክገብር የዘኻኽር።
ሃለዋትናን ድሕንነትናን ብቕልፅምና !
ትግራይ ትስዕር!

The account of the user that owns this channel has been inactive for the last 5 months. If it remains inactive in the next 20 days, that account will self-destruct and this channel may no longer have an owner.