DWINTERNATIONAL Telegram 24
ማዕዳ መሳሊ ፖስት ንኹልና ተጋሩ (myself included!) ብፍላይ ኣብ ድያስፖራ ንዘለኹም

1. መኸተና ኣብ ፅቡቕ ብርኪ በፂሑ'ሎ:: መኸተና ወታደራዊ: ማሕበረቁጠባዊ ዲፕሎማስያዊ ወዘተ መግለፅታት ኣለዎ::

2.ወታደራዊ ኣስፔክት መኸተና ኣብ ፅቡቕ ኩነታት ይርከብ:: ፀላእትና ክነቃብፆም ኣብ ንክእለሉ ብርኪ ዳርጋ በፂሕና:: ዜና ዓወት ምስማዕ ምድላይ ሓደ ነገር ኾይኑ ሙሉእ ጊዜኹም ኣብ ምፅንፃን ኣይተድህቡ:: ዳርጋ ተወዲኡ'ዩ እትገብርዎ'ውን ኣይህሉን:: we are good and more!

3. ህዝቢ ትግራይ ኣብ ዓብይ ክባን ጥሜትን ሞትን ይርከብ::ኣቢይን መሻርኽቱን ኣብ ልዕሊ ህዝብና ዝኣወጅዎን ዘካይድዎ ዘለውን ዓሌት ናይ ምፅናት ወፍሪ ሕዝ'ውን ብኻሊእ መገዲ ይቕፅሉ'ለው:: ንቃለሶም:: ንሕና ግዳያት(victims) ’ምበር ኣበስቲ(villains) ኣይኮናን:: ሞት ህፃናትና ከም መሳርሒ ኩናት ዝጥቀሙ ሽፋቱ መሊኦም ክሳብ ዝጠፍኡ: ወይ ድማ ብኣደባባይ የሻል ኢሎም ናብ ሰላም ክሳብ ዝመፅኢ ሰልፍታትኹም ሎቢኹም አሐይሉ::

4. ዜና ዓወት ምፅንፃን ዓወቱ ናይ ዝጠራጠር ሰብ'ዩ:: ትኹረት ኣብ ዝተዋፈርናሉ: በቲ ዓለም ዝፈልጦ ውትድርና እንተኸይድና ዳርጋ ኩሉነገር ተወዲኡ'ዩ::

ህዝብና ካብ ኣቢይን ኢሳያስን ዘውረዱሉ ጥሜትን ዓፀቦን ንምድሓን ዘኽእል ዲፕሎማስያዊን ናይ ሚዲያን ስራሕቲ ነሰላስል::

# ትግራይ ትዕወት!

@DWINTERNATIONAL

@DW_INTERNATIONAL

tgoop.com/DWINTERNATIONAL/24
Create:
Last Update:

BY DW INTERNATIONAL

Share with your friend now:
tgoop.com/DWINTERNATIONAL/24

View MORE
Open in Telegram

Telegram News

Date: |

The best encrypted messaging apps More>> Ng Man-ho, a 27-year-old computer technician, was convicted last month of seven counts of incitement charges after he made use of the 100,000-member Chinese-language channel that he runs and manages to post "seditious messages," which had been shut down since August 2020. Administrators Hashtags
from us

Telegram DW INTERNATIONAL
FROM American