Telegram Web
ቀልጢፎም ዝርኣዩ ምልክታት ጥንሲ

ምርኣይ ምልክታት ጥንሲ ካብ ሰበይቲ ናብ ሰበይቲ ክፈላለዩ ይኽእሉ እዮም።
ኣብ ገሊአን ቀሊል ምልታት ጥንሲ ክርእያ ከለዋ ገሊአን ድማ ከቢድ ምልክት ማለት 'ውን ክሳብ ደቂስካ ምሕካም ዝበፅሑ ሕማማት ዘርእያ ኣለዋ።

-ኣብዚ ቪድዮ እንርእዮም ጥንሲ ከምዘለና  ምርመራ ገይርና ቅድሚ ምፍላጥና ቀልጢፎም ክረኣዩና ዝኽእሉ ልዕሊ 10 ዝኾኑ ምልክታት ጥንሲ ኢና ክንርኢ።

- እቶም ከበድቲ ዝኾኑ ምልክታትን ብሓኪም ምርኣይ ዘድልዮም ዝበልናዮምን ብዝርዝር ኣብ ዩትዩብ ቻነለይ ኣለኩም። ንኽትከታተልዎ ይዕድም ነቲ ቻናል ሓደሽቲ ዝኾንኹም ሳብስክራይብ ብምግባር ኣበረታትዑና ናብ ካልኦት ንኽበፅሕ 'ውን ሼር ላይክ ግበሩ። የቀንየለይ

https://youtu.be/NTUL3AvQj9o?si=V_Dpe2LaxI9e6Vup
2025/02/06 14:20:15
Back to Top
HTML Embed Code: