tgoop.com/Axum_Tsyon_Emne/323
Create:
Last Update:
Last Update:
# መቃብር ላዕላዩ ጹቡቅ እዩ። ናይ ላዕሊ ጽባቀ ግን መሸፈኒ ናይ ውሽጢ እምበር መግለጺ ናይ ውሽጢ ኣይኮነን። ናትካ ጽባቀ ድማ ካብ ጽባቀ መቃብር ዝበለጸ ክከውን ኣለዎ። ነቲ ሓቀኛ ዝኮነ ክርስቶስ እንተ ዘይረኺብካዮ መቸም ሓቀኛ ዝኮነ ናብራ ክትነብር ከም ዘይትኽል ተረዳእ።
# ኣምባሳደር ካብ ሃገሩ ርሒቁ ድኣ እምበር ኣብ ሃገሩ ኣምባሳደር ከም ዘይከውን ንስኻውን ኣምባሳደር ተባሂልካ ኢኻ እሞ ካብ ሃገርካ ርሒቅካ እትነብር ኢኻ። ሽምካ ክርስትያን፡ ሃገርካ ኣብ ሰማይ፡ ዘርእኻ ክርስትና፡ ንጉስካ ድማ ክርስቶስ እዩ።
ካብ ምክሪ ንፈታዊ ዝብል መጽሓፍ ዝተወስደ
BY ♡✧ ርእሰ አድባራት ወገዳማት አክሱም ጽዮን ✧♡
Share with your friend now:
tgoop.com/Axum_Tsyon_Emne/323