DWEYANE1967 Telegram 2330
መበል 45 ዓመት ልደት ህወሓትን ምጅማር ብረታዊ ቃልሲ ህዝቢ ትግራይን በዓል 11 ለካቲት ኣብ ከተማ ዓብይ ዓዲ ብዝለዓለ ድምቀት ይኽበር ኣሎ። ኣብቲ በዓል ካብ ዓብይ ዓድን ከባቢኣን፣ ወረዳ ቆላ ተምቤን ዝኸተቱ መራሕቲ ሃይማኖት፣ መናእሰይ፣ ደቂ ኣነስትዮ፣ ነባራት ተቓለስቲ፣ ምልሻታት፣ ሸግ ወየንቲ፣ ሰራሕተኛታት ውድብን መንግስትን፣ ተምሃሮ ቀደማይን ካልኣይን ብርኪ ዝተፈላለየ ምርኢት እናቕረቡ እቲ በዓል ናብ ዝኽበረሉ ብጅግና ስውእ ተጋዳላይ ኣሞራ ናብ ዝተሰየመ ስታዴም ይኣትው ኣለው።
መስመርና ኣፅኒዕና ንመኸተ!
ድምቀትን ዓወትን ንለካቲት!!መበል 45 ዓመት ልደት ህወሓትን ምጅማር ብረታዊ ቃልሲ ህዝቢ ትግራይን በዓል 11 ለካቲት ኣብ ከተማ ዓብይ ዓዲ ብዝለዓለ ድምቀት ይኽበር ኣሎ። ኣብቲ በዓል ካብ ዓብይ ዓድን ከባቢኣን፣ ወረዳ ቆላ ተምቤን ዝኸተቱ መራሕቲ ሃይማኖት፣ መናእሰይ፣ ደቂ ኣነስትዮ፣ ነባራት ተቓለስቲ፣ ምልሻታት፣ ሸግ ወየንቲ፣ ሰራሕተኛታት ውድብን መንግስትን፣ ተምሃሮ ቀደማይን ካልኣይን ብርኪ ዝተፈላለየ ምርኢት እናቕረቡ እቲ በዓል ናብ ዝኽበረሉ ብጅግና ስውእ ተጋዳላይ ኣሞራ ናብ ዝተሰየመ ስታዴም ይኣትው ኣለው።
መስመርና ኣፅኒዕና ንመኸተ!
ድምቀትን ዓወትን ንለካቲት!!

@dimtsiweyane1967
@Dweyane1967bot

tgoop.com/Dweyane1967/2330
Create:
Last Update:

BY ኣልፋ ጥዕና

Share with your friend now:
tgoop.com/Dweyane1967/2330

View MORE
Open in Telegram

Telegram News

Date: |

But a Telegram statement also said: "Any requests related to political censorship or limiting human rights such as the rights to free speech or assembly are not and will not be considered." In the next window, choose the type of your channel. If you want your channel to be public, you need to develop a link for it. In the screenshot below, it’s ”/catmarketing.” If your selected link is unavailable, you’ll need to suggest another option. Earlier, crypto enthusiasts had created a self-described “meme app” dubbed “gm” app wherein users would greet each other with “gm” or “good morning” messages. However, in September 2021, the gm app was down after a hacker reportedly gained access to the user data. Avoid compound hashtags that consist of several words. If you have a hashtag like #marketingnewsinusa, split it into smaller hashtags: “#marketing, #news, #usa. bank east asia october 20 kowloon
from us

Telegram ኣልፋ ጥዕና
FROM American