DWEYANE1967 Telegram 2340
ሓድሽ ላዕለዋይ ሓላፊ ዉድብ ብልፅግና ካብ መኪንኦም ክልተ ሚልዮን ብር ከም ዝተሰረቐ ቢቢሲ ኣቃሊዑ፡፡
ሓድሽ ላዕለዋይ ሓላፊ ዉድብ ዶ/ር ኣብይ ኣሕመድ (ብልፅግና) ኣይተ ታየ ደንደኣ ኣብ ከተማ ቢሾፍቱ ክልተ ሚልዮን ቅርሺ ብጥርኡ ፣ ላፕቶፕ ኮምፒዩተርን ንስራሕን ንውልቀን ዝጥቀመሎም ክልተ መፅሓፊ ደፍተርን ከም ዝተሰረቑ ንቢቢሲ ቃሎም ሂቦም። ኣብታ ከተማ ኣብ ዝርከብ 'ሆቴል ቢን ኢንተርናሽናል' መኪንኦም ደው ኣቢሎም ንምሳሕ ከምዝኣተዉን ማዕፆ መኪነኦም ብ 'ማስተር' መፍትሕ ተኸፊቱ እቲ ስርቂ ከምዝተፈፀመን ንቢቢሲ ኣብ ዝሃብዎ ቃል ገሊፆም። እቲ ክልተ ሚልዮን ጥረ ገንዘብ ኣብ ከተማ ቢሾፍቱ ስልጠና ይወሃቦም ንዝነበሩ ዝኽፈል ኣበል ከምዝነበረን ዝሓበሩ ኣይተ ዳንደኣ ድሕሪ'ቲ ስርቂ "ደፍተር ኣይተ ታየ ኣብ ኢደይ ኣትዩ'ሎ ኢሉ" ኣብ ፌስቡክ ዝፀሓፈ ሰብ ከምዝነበረን ነዚ ጉዳይ ድማ ናብ ሕጊ ከምዝወሰድዎን ተዛሪቦም።
እቲ "ናይ ታየ ጥራዝ ኣብ ኢደይ ኣትዩ'ሎ" ኢሉ ፅሒፉ እዩ ዝተብሃለ ውልቀሰብ ኣብ ማሕበራዊ መራኸቢ ፖለቲካዊ ርእይቶ ብምሃብ ዝፍለጥ ደረጀ ቤጊ ዝበሃል ምዃኑ ቢቢሲ ንቃል ኣይተ ዳንደ ብምጥቃስ ድሕሪ ምግላፅ ብዛዕባ'ዚ ንኣይተ ደረጀ ረኺቡ ከምዘዛረቦን "ትሕዝቶ ኣፍቲ ጥራዝ ዝሰፈረ ብዉሽጣዊ መስመር ሳንዱቕ (INBOX) ከምዝተላእኸለይ ብምግላፅ እየ እቲ ጥራዝ ከምዝተሰረቐ ገሊፀ ምባሎም ፀብፂቡ።

[BBC]

@dimtsiweyane1967
@Dweyane1967bot

tgoop.com/Dweyane1967/2340
Create:
Last Update:

BY ኣልፋ ጥዕና

Share with your friend now:
tgoop.com/Dweyane1967/2340

View MORE
Open in Telegram

Telegram News

Date: |

How to create a business channel on Telegram? (Tutorial) Avoid compound hashtags that consist of several words. If you have a hashtag like #marketingnewsinusa, split it into smaller hashtags: “#marketing, #news, #usa. Hashtags are a fast way to find the correct information on social media. To put your content out there, be sure to add hashtags to each post. We have two intelligent tips to give you: The main design elements of your Telegram channel include a name, bio (brief description), and avatar. Your bio should be: Invite up to 200 users from your contacts to join your channel
from us

Telegram ኣልፋ ጥዕና
FROM American