tgoop.com/Dweyane1967/9300
Create:
Last Update:
Last Update:
ቀልጢፎም ዝርኣዩ ምልክታት ጥንሲ
ምርኣይ ምልክታት ጥንሲ ካብ ሰበይቲ ናብ ሰበይቲ ክፈላለዩ ይኽእሉ እዮም።
ኣብ ገሊአን ቀሊል ምልታት ጥንሲ ክርእያ ከለዋ ገሊአን ድማ ከቢድ ምልክት ማለት 'ውን ክሳብ ደቂስካ ምሕካም ዝበፅሑ ሕማማት ዘርእያ ኣለዋ።
-ኣብዚ ቪድዮ እንርእዮም ጥንሲ ከምዘለና ምርመራ ገይርና ቅድሚ ምፍላጥና ቀልጢፎም ክረኣዩና ዝኽእሉ ልዕሊ 10 ዝኾኑ ምልክታት ጥንሲ ኢና ክንርኢ።
- እቶም ከበድቲ ዝኾኑ ምልክታትን ብሓኪም ምርኣይ ዘድልዮም ዝበልናዮምን ብዝርዝር ኣብ ዩትዩብ ቻነለይ ኣለኩም። ንኽትከታተልዎ ይዕድም ነቲ ቻናል ሓደሽቲ ዝኾንኹም ሳብስክራይብ ብምግባር ኣበረታትዑና ናብ ካልኦት ንኽበፅሕ 'ውን ሼር ላይክ ግበሩ። የቀንየለይ
https://youtu.be/NTUL3AvQj9o?si=V_Dpe2LaxI9e6Vup
BY ኣልፋ ጥዕና
Share with your friend now:
tgoop.com/Dweyane1967/9300